https://milkta.com/ti/jobs/display/272
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መፀውዒ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ፅገና ናውቲ ቴሓር
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 12, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮ ትልሚል ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ምልማዕን ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ላዕለዋይ በዓልሞያ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረኸ ምምሕዳር ናውቲ ብቑፃር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙም መሰረት ነቲ መመዘኒ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ብዙይ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት ቐዳማይ ዲግሪ ብኮምፒተር ሳይንስ ብኤንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሮኒክስ ኢንጅነሪንግ ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ ብኮሚኒኬሽን ኤሌክትሮንክስ ኢንጅነሪንግ ብሲፍትዌር ኢንጅነሪንግ ብማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒን ሲቪንክቕርቡ ኣለዎም። ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04-11/09/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ካብ 1-12 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ።
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle