https://milkta.com/ti/jobs/display/271
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ወናኒ ደ/ከ/ስ/ውሽጢ ኦዲት
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 9, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.ቑፅሪ 5-9-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ቐዳማይ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብማኛጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ ማስተርስ ዲግሪ ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ከምዘይብሉ መረዳእታ ምቕራብ ይግባእ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle