https://milkta.com/ti/jobs/display/270
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኣካውንታት
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 9, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.ቑፅሪ 5-8-6
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትገራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩብቐዋሚነት ክቆፅር ወይም ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኹም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባትኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቛሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢድኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፖሬቲቭ፣ ብማኛጅመንት ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 04-08/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01 መመልክቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ /ናይ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምሓእ/ሒዝኩም ክትቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 12/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቐፅሪ ስልኪ 034-440-66-77 ኤክስቴሽን 228 ቒፅሪ ፋክስ 0344-441-96-37
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle