https://milkta.com/ti/jobs/display/269
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊስር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 5, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 7, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ ብኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብታሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ።
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle