ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኦዲተር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 4, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 3 |
መብርሂ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ስራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብተሓሳቢ ቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማላእ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታዚ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብኣካውንቲንግ፣ ብፐብሊክ ፋይንንስ ቀዳማይ ዲግሪ ዝተመረቐ/ት ብተሓሳቢ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ። ክእለት ኮምፒተር ወሳኒ እዩ። |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሐሳሳቢ ናይ መዝገባ ጊዜ ካብ ዕለት 01-07/09/2006 ዓ/ም ንተከታተልቲ 5+ ናይ ስራሕ መ’ልቲታት ኣብ ቢሮና ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ክፍሊ ቑፅሪ 196 ኣብ እዋን ምዝገባ ንመገናዘቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅርብ ይድሊ። |