https://milkta.com/ti/jobs/display/253
ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ጀ/ከ/ሓበሬታ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 27, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 6, 2006
ቦታ ውቕሮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ ከ4-18-25
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ትገራይ ንዘለዎ መደባት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

  • ቱሪዝም ማናጅመንት፣ ቱሪዝም ማርኬቲንግ፣ ጆርናሊዝም፣ ቋንቋ ዝተመረቀ 4+ዓመት ንማስተር 2 ዓመት በቲ ሙያ ዝሰርሐ


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ አብረሃም ደስታ ህንፃ ፊት ንፊት ፎቶ ደስታ ኤጀንሲ ባህልን ትሪዝምን ትግራይ 1ይ ደብሪ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይካየድ።
  • ሲኦሲ ዝምልከቶ ክቕርብ ይግባእ 
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2026 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle