https://milkta.com/ti/jobs/display/249
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ዕደጋ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 25, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 25-3-3
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን

ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ

ቀደማ ዲግሪ 6+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ካልኣይ ዲግሪ 4+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 20/08/2006 ክሳብ 24/08/2006 ዓ/ም ሰዓት

  • መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ

  • ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 28/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle