| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ች/ትራንክራይቭር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 11, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣብ ዞባ መቐለ ማእ/ቤት ፍርዲ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ይደሊ። ዲግሪ ኣይቲ፣ ኤም.ኣይ.ኤስ፣ ኮምፒተር ሳይንስ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ኮፒ ብምሓዝ ክትምዝገቡ እንገለፅና መመዝገቢ ቦታ ኣብ ላ/ቤ/ክ/ትግራይ ቁፅሪ 22 ምዃኑ ንሕብር ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ዝገለፅ ምዃኑ ብተወሳኪ ንገልፅ። |