https://milkta.com/ti/jobs/display/244
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
መፀውዒ መደብ ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 18, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ

ት/ ደረጃ

  • ቢ.ኤ
  • ኤም.ኤ

ዓይነት ሞያ

  • ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን

ስራሕ ልምዲ

  • 6 ዓመት ቢ.ኤ
  • 4 ዓመት ንኤም.ኤ

መብርሂ

  • ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ኣተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ምስቲ ቦታ ራሕቂ ኣብ ግምት ብምእታው ካብቲ ዝተለመደ ፍልይ ብዝበለ መንገዲ ንዝተወስኑ ጊዜ ብምውሳኽ ወፂኡ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ውሽጢ 10+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናብ ኤጅንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር። ናይ ከተማታት ኤጀንሲ ልመዓት ኣባይቲ ኣመልከቲ ድማ ናብ ዘለኹምዎ ከተማ ብምምልካት መረዳእታኹም ንክልኣኽልና ንሕብር።


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle