ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 18, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ ት/ቲ ደረጃ
ዓይነት ሞያ
ስራሕ ልምዲ
መብርሂ
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ኣተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ምስቲ ቦታ ራሕቂ ኣብ ግምት ብምእታው ካብቲ ዝተለመደ ፍልይ ብዝበለ መንገዲ ንዝተወስኑ ጊዜ ብምውሳኽ ወፂኡ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ውሽጢ 10+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናብ ኤጅንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር። ናይ ከተማታት ኤጀንሲ ልመዓት ኣባይቲ ኣመልከቲ ድማ ናብ ዘለኹምዎ ከተማ ብምምልካት መረዳእታኹም ንክልኣኽልና ንሕብር።
|