https://milkta.com/ti/jobs/display/242
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ቤተመዛግብ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 6, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 11, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 3
መብርሂ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤተመዛግብ ብዘጋጠመና ሕፅረት ሰራሕተኛታት ብኮንትራን ቆፂሩ ክስርሕ ይደሊ።

በዘይ መሰረት፡-

በዝሒ ዘድልዩ ሰራሕተኛታት 03

ተደላይ ትም/ቲ

10/12ን ልዕሊኡን

መሃያ ብስምምዕነት

  • ተደላይ ክእለት ኣብ ቤተ-መዛግብቲ ሰራሕተኛ ኮይኑ/ና ዝሰርሐ/ትን

ናይ ስራሕ ልመዲ መረዳእታ ዘቕርብ/ትቕርብ

ኮንትራት ግዜ

  • ክሳብ ሰነ 30/2006 ዓ/ም

ናይ ምዝገባ እዋን

  • ክሳብ 09/08/2006 ኣብ ቢሮ ትም/ተ ክልል ትግራይ ኣብ ኣመራርሓ ምም/ሓይሊ ሰብ

መፈላለይ ነጥቢ

  1. ንስራሕ ልምዲ --------50%

  2. ንፅሑፍ ፈተና-----------50% ይሕሰብ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/08/2006 ሰዓት 3፡00 ኣብ ኣደራሽ ቢሮ ትም/ቲ ይኸውን።

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ተመዝገብቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒ መረዳእታ ትምህርቲን ልምዲ ሰሪሒምን ሒዞም የቕርቡ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle