https://milkta.com/ti/jobs/display/223
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢአላ ኣተኣካክባ እቶት ክትትልን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2006
ቦታ ራ/ዓዘቦ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም

ብኤ/ኤም ኤ ዲግሪ

ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ

2ዓመት ንብኤ/0ዓመት ንኤም

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ

  • ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጥቃ ዝርከብ ናይ ጉደኣት ኩናት ትገራይ ሓዱሽ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣመራርሓ ልምዓት ሓይሊ ሰብን

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle