| ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ትልሚ ክትትልን ገምጋምን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መስከረም 26, 2010 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 2, 2010 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ትልሚ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀደማይ ዲግሪ/ ማሰተርÂ |
| ተደላይይ ክእለት | ኢኮነሚክስ : ማናጅመንት : ቢዝነስ ማናጅመንት: ጂኦግራፊ: ሕ/ሳይንስ ሕርሻ: ኢኮነሚክስ: ስታስቲክስ: ሪጅናል ፕላኒንግ: ሶሶሎጂ : ኢዱከሹናል ፕላኒግ :ኣግሪካልቸራል ኤክስተንሽን : ኦርባን ፕላኒንግ: ፖሊቲካል ሳይንስ : ኢንተርናሽናል ሪለሽን : እፅዋት ሳይንስ: ልምዓት ዝራእትን ሐለዋን : ዲቭሎፕመንት ስተዲ |
| ልምዲ ስራሕ | ቀደማይ ዲግሪ 6 ዓመት / ማሰተር 4 ዓመትÂ |
| መተሓሳሰቢ |
|