https://milkta.com/ti/jobs/display/1889
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ዕደጋ ኦፊሰር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መስከረም 23, 2010
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 29, 2010
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ወይ ዲፕሎማÂ

ተደላይይ ክእለት

ፐርቸዚንግ ማናጅመንት :ማናጅመንት:ኣካዉንቲንግ

ልምዲ ስራሕ

ዲግሪ 10 ዓመት ዲፕሎማ 5 ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕንን ኢነርጅን ማሐበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቐፅሪ ቢሮ 15 ዳይሬክቶሬት ኣማራርሓ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ
  • ናይ ምዝጋባ ዕለት ካብ 23/1/2010 ክሰብ 29/1/2010 ዓም
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ
  • ተወዳደርቲ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
  • ካብ ናይ ዉልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቐርብ ናይ ስራሕ ልምድ ግበሪ ዝከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስ ኢኮ/ልምዓት የቅርብ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle