https://milkta.com/ti/jobs/display/1879
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ርክብ ህዝቢ
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 20, 2010
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 25, 2010
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ጆርናሊዝም ኮሚኒኬሽን : ዓለምለከ ርክብ : ስታሰቲካል ሳይንስ: ቆንቆ ሰነ ፅሑፍ :ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 6ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 4ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle