https://milkta.com/ti/jobs/display/1868
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፕሮጀክት መተሓባበሪት
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 6, 2010
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 12, 2010
ቦታ እምባ አላጀ (ዓዲ ሹ)
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ተሳታፊነትን ተጠቃሚነትን ደቂ ኣንስተዩ ንምዕባይ ዝዓመመ ስራሕቲ ንምስራሕ ቀፂሉ ንዝተሐበረ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከተስርሕ ትደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪÂ

ተደላይይ ክእለት

ብሶሲዩሎጂ: ኢኮኖሚክስ :ጥዕና ሳይንስ :ሕርሻ

ልምዲ ስራሕ

ናይ 2 ዓመት ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ 01
  • መመልከቲ ዘድልዩ መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ካልኦትን ይጠቅሙ እትብልኦም መረዳታት ዋናን ፎቶ ኮፒን ኣብ እዋን ምዝገባ ንክተቅርባ እናሐበርና ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ንቅድሚት ከምነፍልጥ ንሕብር
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle