| መተከልና ኢንዱስትሪ ኣማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኣካወንታንትን ምምሕዳር ኦፊስን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 25, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 30, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | መትካልና ኢንዱስትሪ ማሕበር ኣክስዩን አብ ወረዳ ሳፃ እምባ ዝስርሕ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ንምስራሕ ኣብ ምድላዉ ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መዳባት ሰራሐተኛታት ክቆፅር የደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10+3ን ልዕሊኡንÂ / BA ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | 3ተ ዓመትን ልዕሊኡንÂ |
| መተሓሳሰቢ |
|