| ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኮንስትራክሽን መሃንዲስ ደ 2 |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ነሓሰ 22, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 25, 2009 |
| ቦታ | ኣብ ዝተመደበሉ ዝሰርሕ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ Â አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ |
| ተደላይይ ክእለት | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ |
| ልምዲ ስራሕ | ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 5 ዓመት ትምህርቲ) ካልኣይ ዲግሪ(ኤምኤስሲ) 0Â ዓመት ቀደማይ ዲግሪ(ቢኤስሲ) 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 4 ዓመት ትምህርቲ) ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 20/ 12 /2009 ዓም ክሳብ 25/ 12 /2009 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 መራሒ ጉጅለ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኮይኑ |