| ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 25-3-4 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብኣካውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልት አለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ |