https://milkta.com/ti/jobs/display/1804
አካዳሚ መርሐ ጥበብ ስምረት
መፀውዒ መደብ ፊዚክስ መምህር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 28, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ነሓሰ 6, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ስምረት መርሐ ጥበብ አካዳሚ ኣብ ቀደማይን ካልአይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምምሃር ልዑል ዓቅሚ ልዑል ተወፋይነት ዝነኣድ ስነ ምግባር ዉህለል ተሞክሮ ሞያዊ ፍቅሪ ወዘተ ዘለዎም ኮይኑ አብ 1ይን 2ይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምያ ምምህርና እናሰርሑ ዝርከቡ መምህራን ብጣዕሚ ሰሓባይ ብዝኮነ መሃያ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ፊዚክስ

ልምዲ ስራሕ

> = 2 ዓመት/ ሁለት ዓመት እና ከዛ በላይ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ እዋን እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንትካታታሊ 09 መዓልቲታት ቀደም ሓዊሱ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • አመልከቲ ናይ ትምህርቲ ድረጅኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምልስ ሐደ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቀርቡ
  • ናይ ፈተና እዋን ሰኑይ 08/12/2009 ዓም ካብ 2:30 ጀሚሩ ይወሃብ
  • ኣድራሻ መቐለ (ጣብያ ሐየሎም) እንዳ ገብርኤል ታክሲ (ባጃጅ) መወዳእታ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle