https://milkta.com/ti/jobs/display/1799
ሸባ ሌዘር ኢድዱስትሪ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መፀውዒ መደብ ካሸር
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 26, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 29, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሓ.ዝዉ.ማህበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ስራሕ መደብ ዘማልእ ረቆሒ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

10+1

ተደላይይ ክእለት

10+1Â

ልምዲ ስራሕ

ብካሽ ረጂስተር አፍልጦ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ
  • ካብዚ ንላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቆሒ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን5ተ ተከታታሊ መዓልቲታት ናይ ትምህርትን ካልኦት መረዳእታን ዋናን ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም መፂእኩም ክትምዝገቡ ንገልፅ
  • መመዝገቢ ቦታ ሓዉዝየን አደባባይ ትሕቲ ሞዴል ፋርማሲ ሻባ ሌዘር አንዱስትሪ ጫማ መሸጢ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle