https://milkta.com/ti/jobs/display/177
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ሲነር ኦዲተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 22, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 25-1-5
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቲ ናይ መንግስት ፋይናንስን ምምሕዳርን ክእልት ዘለዎ/ዋ ብናይ መንግስቲ መምርሕታትን ኣዋጃትን ኣሰራርሓ ቡቕዕ ስለጠና ዘለዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦዲት ስራሕ ብዝግባእ ዝፈልጥ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 7 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle