ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | መካየዲ ስራሕ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሓምለ 11, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሓምለ 15, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ: Cooperative business management Cooperative accounting Cooperative |
ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ: Cooperative business management Cooperative accounting Cooperative |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ( 2009 ዓም ዝተመረቀ) |
መተሓሳሰቢ | ዕድመ ትሕቲ 30 ዓመት ዲግሪ 3.00 ን ልዕሊኡን መመዝገቢ ቦታ ጮምዓ ዩኔን ልቃሕ ዕቃርን ጎኒ ወጋገን ባንኪ እንኮዶ ቅርንጫፍ መመዝገቢ ዕለት ካብÂ 10 /11 /2009 ዓም ክሳብ 15 /11 /2009 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ናይ ቃል ፈተና 17 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን ፅሑፍ ፈተና 18 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 Â ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914091908 |