ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሲነር ኦዲተር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 22, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 25-1-5 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቲ ናይ መንግስት ፋይናንስን ምምሕዳርን ክእልት ዘለዎ/ዋ ብናይ መንግስቲ መምርሕታትን ኣዋጃትን ኣሰራርሓ ቡቕዕ ስለጠና ዘለዎ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦዲት ስራሕ ብዝግባእ ዝፈልጥ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 7 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |