https://milkta.com/ti/jobs/display/1720
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፋሲሊቲ ማናጀር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 6, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 13, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ XV
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ንደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ ካብዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ብምህንድስና /ኢንጂነሪንግ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪ ብምህንድስና /ኢንጂነሪንግ

ልምዲ ስራሕ

ንዲግሪ 6 ዓመት

ንማሰተር 4 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዲ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሲቪን ብምትሓዝ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 ምምዝጋብ ትክእሉ

ምዝገባ ዕለት 30/ 09/ 2009 ዓም ክሳብ 13/ 10 /2009 ዓም ኣብ ስራሕ እዋን

ስቁ 0344 40 99 23

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle