| ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 6, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 9, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ጉዳይ ደቂ አነስትዮ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ዕደፋይንብ ምምሕዳር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ |
| ተደላይይ ክእለት | ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ |
| ልምዲ ስራሕ | ቀደማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካልኣይ ዲግሪ Â 2 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 05/10/2009 ዓ/ም እስካብ 09/10/2009 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ Â ዝምልከቶ ከቕርብ ዝክእል ብናይ JEG ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 100% ዘለዎ ቅፅዓት ዘይብሉ መረዳእታ ዘቅርብ |