| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊስን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 21, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 3, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣከሰልምዓታዊ ትልሚ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብናይ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ከመልእ ይደሊ በዙይ መሰረት ዝወፀ መመዘኒ ሮቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ብምልክታ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ Â Level 4Â |
| ተደላይይ ክእለት | ሴክሬተርያል ሳይንስ ኤንድ ኦፊስ ማናጅመንት : ኮምፒተር ሳይንስ ኢንፎርማሽን ቴክኖሎጂ/ IT/Â : ኢንፎርማሽን ቴክኖሎጂ ኣሲስታንስ /ITA/ : ኣድሚንስትርሬቲቭ ኦፊስን ሴክሬተርያል ቴክኖሎጂ /AOST/ |
| ልምዲ ስራሕ | ዲፕሎማÂ 2 ዓመት Level 4 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ |
|