| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | CBM Supervisor |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 8, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 15, 2009 |
| ቦታ | ደጉዓ ተንቤን |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቐደማይ ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት ብማሕበራዊ ስራሕ (Social work) ወይ ከዓ ኣብ ጉድኣት ኣካል ህፃናት ኣረጋዊያን ዝሰርሐትÂ |
| መተሓሳሰቢ |
|