| ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ተመራማሪ/ ት ማሕበረ ኢኮኖሚ Socio economics researcher |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት ጉንበት 6, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 11, 2009 |
| ቦታ | ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | BSc |
| ተደላይይ ክእለት | ብማሕበር ኢኮኖሚ Socio economics  ዝተመረቀ/ት  BSc ተመረቀት ንደቂ ተባዕትዩ GPA 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡን ኮይኑ  |
| ልምዲ ስራሕ | ዐ ዓመት ስራሕ ልምድ BSc  |
| መተሓሳሰቢ |
|