| ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዶክሜንቴሽን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 2, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 7, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ናብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ : 2ይ ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ላብራሪ ሳይንስ : ላይብራሪና ኢንፎርሜሽን ሳይንዝ ዝተመረቀ |
| ልምዲ ስራሕ | ዲግሪ 3 ዓመት : 2ይ ዲግሪ 1 ዓመት ብኣፈፃፅማ መምረሒ አተሓሓዝ አግባብነት ልምዲ ስራሕ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 6 /2008 ምስቲ ደክመንቴሽን ስራሐቲ ዝተኣሳሰሩ ስራሕቲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ |
|