https://milkta.com/ti/jobs/display/1671
ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር
መፀውዒ መደብ ላዕለዋይ ናይ ማሸን በዓል ሞያ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 30, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 4, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብማይ ቴክኖሎጂ ወይ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ዲግሪ 4ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት

1ይ ዲግሪ 6ተ ዓመት ኮይኑ በቲ ሞያ ዝሰረሐ/ት

መተሓሳሰቢ

መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ካልኦት ዘድለዮ መረዳእታ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle