| ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መራሒ መኪና |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 25, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 4, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2-2-3-31 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ Â |
| ትምህርቲ ደረጃ | 4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ |
| ተደላይይ ክእለት | 4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኮይኑ ጥራሕ ልምዲ ዘለዎ ግና ተመራፂ ይከዉን |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሲቢ
|