https://milkta.com/ti/jobs/display/1650
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
መፀውዒ መደብ ምርግጋፅ ፅሬትን ኢንስፔክሽንን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 19, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 26, 2009
ቦታ ዉቅሮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ካሳን ለምለም ፋብሪካ መፍረይን ሓፂን መፂን ሕብረት ሽርክና ማሕበር በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

BSC

ተደላይይ ክእለት
  • ብመካኒካል ኢንጂነር ወይ ማኑፋክቸሪንግÂ ወይ ብትመሳሳሊ ዝተመረቀ/ት
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት
ልምዲ ስራሕ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ
መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝግባ ቦታ : ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት

ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ : ቀዳመ ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ

ምዝግባ ዝካየደሉ ዕለት : ካብ ዕለት 16 /8/ 2009 ዓም ክሳብ 26/ 8 /2009 ዓም

መመልከቲ ከቅርብዎ ዝግብእ መረዳእታ ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ካልኦት ዝተሐተቱ ተወሰክቲ ክእላታት መረዳእታ ድሕሪ ምዝግባ ኣብ ምፅራይ ንዝሐለፈ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንገልፅ ብስልኪ ነፍልጥን ምካና ኣድራሻና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሎጅ ቴክንክን ሞያን/ ጥቃ ናይል ቆርቆሮ/

Â

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle