ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ዲዛይነር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 19, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 26, 2009 |
ቦታ | ዉቅሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ካሳን ለምለም ፋብሪካ መፍረይን ሓፂን መፂን ሕብረት ሽርክና ማሕበር በዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብዝስዕብ ረቆሒታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | BSC |
ተደላይይ ክእለት |
|
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ስራሕ ልምዲÂ |
መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝግባ ቦታ : ኣብ ናይ ፋብሪካና HRM ቤት ፅሕፈት ምልክታ ዝፀንሐሉ ግዜ : ቀዳመ ሓዊሱ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዝግባ ዝካየደሉ ዕለት : ካብ ዕለት 16 /8/ 2009 ዓም ክሳብ 26/ 8 /2009 ዓም መመልከቲ ከቅርብዎ ዝግብእ መረዳእታ ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ካልኦት ዝተሐተቱ ተወሰክቲ ክእላታት መረዳእታ ድሕሪ ምዝግባ ኣብ ምፅራይ ንዝሐለፈ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንገልፅ ብስልኪ ነፍልጥን ምካና ኣድራሻና ኣብ ከተማ ዉቅሮ ትሕቲ ኮሎጅ ቴክንክን ሞያን/ ጥቃ ናይል ቆርቆሮ/ Â |