ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | HRM division head |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 19, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 27, 2009 |
ቦታ | አስገደ ፅምብላ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኢዛና ማዕድን ልምዓት ሜሊ ወርቂ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ መደባት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | B.A degree in Human resource mgt, management, public administration |
ተደላይይ ክእለት | B.A degree in Human resource mgt, management, public administration |
ልምዲ ስራሕ | six years of experience in a related work |
መተሓሳሰቢ | ሓበሬታ ጥቅማጥቅሚ ነቲ ቦታ ዝተፈቀደ ናይ ጥቅሉል ማሃያ 30% ቆላ አበል መንበሪ ገዛ ብተመጣጠኒ ክፍሊት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ናይ ሕክምና ግልጋሎት ናይ ኢንሹራንስ ሽፋን ከምስርሑ መደቡ ብማንዋል ዝተፈቀደን በቲ ትካል ተፀኒዑ ዝፍቀድን ካልእ ጥቅማጥቅሚ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ጣብያ ልምዓት ወርቂ መፃረዮ ፋብሪካ ምዝገባ ቦታ ጉና ሕንፃ ቢሮ ቁፅሪ 116 ሽረ ኢዛና ላይዘን ቢሮ ዘርኣይ ህንፃ ምዝገባ ዕለት 19/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 27/ 07/ 2009 ዓም ንጉሆ 2:30- 6:00 ድሕሪ ሰዓት 8:30 -11:00 ደለይቲ ስራሕ ትምህርቲ ን ስልጠናን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ዋናን ፎቶኮፒን የቅርቡ |