| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀማሪ ኢንስትራከተር computer |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 30, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
| ቦታ | ዉቅሮ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ 2009 ዓም ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት ንደለይቲ ስራሕ አወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪ (B-level) Computer science , information technology, computer engineering, computer technology COC ምዝና ዝምልከት: ብ Computer science , information technology, computer engineering, computer technology በቢብርኩ ተመዚኑ /ና ክሳብ ደረጃ IV ዝበቀዐ /ት |
| ተደላይይ ክእለት | 1ይ ዲግሪ (B-level) |
| ልምዲ ስራሕ | 0 |
| መተሓሳሰቢ | GPA: 2.75 ን ልዕሊኡን መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ካብ ዕለት 29 /06 /2009 ዓም ክሳብ 05 /07/ 2009 ዓም ቢሮ ቁፅሪ 19(HRM) መመልከቲ መረጋገጺ ብቅዓት ሞያን ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ ንዝበለፀ ሓበሬታ 034 443 0125 |