| ማሕበር መናእስይ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | monitoring and evaluation officer |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 5, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 12, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ USAID EEP project ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብmonitoring and evaluation  አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ  |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ Economics, agricultural economics, project management environment |
| ተደላይይ ክእለት | ቀዳማይ ዲግሪ Economics, agricultural economics, project management environment |
| ልምዲ ስራሕ | ብ M & E ኣግባብ ዘለዎ 4ተ ዓመት ኣብ USAID ዝሰረሐ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | ዕድመ መንእሰይ ዝኮነ መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካብ ጥሪ 04 ክሳብ 12 2009 ዓም ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ኮፒን ብምሓዝ ምቅራብ የድሊ ስቁ 0914003570 |