https://milkta.com/ti/jobs/display/1562
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መፀውዒ መደብ ኤክስኩቲቭ ሴክሬታርን ተሓዚት ገንዘብን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 27, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 2, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Â

ትምህርቲ ደረጃ

ብ SSOM Â ዲፕሎማ

SSOM Â (ፀሓፊት ምምሕዳር ቤት ፅሕፈትን ደኩመንትን

ተደላይይ ክእለት

COC ዝሓለፈት

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ን ለዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብ ኤክስኩቲቭ ሴክሬታርን ዝሰረሐት

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዕለት ከካብ 04/ 01 /2017 አፈ ክሰሳብ 10 /01/ 2017 አፈ

መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle