| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሪፖርተር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 6, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 10, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ድምፂ ወያነ ትግራይ ሪፖርተር ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II ቢኤ ዲግሪ ጋዜጠኝነት ወይ ብስነ ፅሑፉን ቋንቋን ዝተመረቀ |
| ተደላይይ ክእለት | ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II ቢኤ ዲግሪ ጋዜጠኝነት ወይ ብስነ ፅሑፉን ቋንቋን ዝተመረቀ |
| ልምዲ ስራሕ | ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ III ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይ ደረጃ II 4 ዓመት ቢኤ ዲግሪ 0 ዓመት Â |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ዘማላእኩም አመልከቲ እዚ ምልክታ ዚ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኩሉሻዕ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ |