https://milkta.com/ti/jobs/display/153
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፋይናንስ ምምዳር
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 21, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መመቑ 2-4-47
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ

ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

ተደላይ ክእለት

በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ

ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ


 

ስራሕ ልምዲ

ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/06/2006 ክሳብ 21/06/2006 ዓም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 25/06/2006 ዓ/ም ሰዓት 8 ናይ ድሕሪ ቀትሪ 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle