ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 7, 2009 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ ብደገ ዝዉወር ወይ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | BA /MA ኢኮኖሚክስ ሕርሻ ስታቲስቲክስ ሪጅናል ፕላኒንግ ሶሲዮሎጂ ጂኦግራፊ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ አግሪካልቸራል ኤክስቴንሽን አርባን ፕላኒንግ ፖለቲካል ሳይንስ ኢንተርናሽናል ርሌሽንስ እፅዋት ሳይንስ ልምዓት ዘራእትን ሓለዋን ካልኦት ደቨሎፐመንት ስታዲስ ኢኮኖሚክስ መናጅመንት ቢዝነስ መናጅመንት ሕብረተሰብ ሳይንስ |
ተደላይይ ክእለት | BA /MA ኢኮኖሚክስ ሕርሻ ስታቲስቲክስ ሪጅናል ፕላኒንግ ሶሲዮሎጂ ጂኦግራፊ ኢዱኬሽናል ፕላኒንግ አግሪካልቸራል ኤክስቴንሽን አርባን ፕላኒንግ ፖለቲካል ሳይንስ ኢንተርናሽናል ርሌሽንስ እፅዋት ሳይንስ ልምዓት ዘራእትን ሓለዋን ካልኦት ደቨሎፐመንት ስታዲስ ኢኮኖሚክስ መናጅመንት ቢዝነስ መናጅመንት ሕብረተሰብ ሳይንስ |
ልምዲ ስራሕ | BA 4 years MA 2 years |
መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/ 03/ 2009 ዓም ክሳብ 7/ 04 /2009 ዓም ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 -09 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትክእሉ |