| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀነራል ሰርቪስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 30, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሕዳር 3, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ ብማናጅመንት |
| ልምዲ ስራሕ | 4ተ ዓመት ካብዚ 2ተ ዓመት ብተመሳሳሊ 2ተዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 29 /02 /2009 ዓም ክብ 03/ 03/ 2009 ዓም ክትምዝገቡ ትክእሉ |