| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤለክትሪሻን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ ኤለክትሪሲቲ ወይም ተዛማዲ |
| ተደላይይ ክእለት | ኮምፒተር ክእለት |
| ልምዲ ስራሕ | ብቀጥታ 2 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ 17 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 22 /02/ 2009ዓም ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምድን ሒዝክም ብምምፃእ ምምዝጋብ ትክእሉ ተወሳኪ ሓበሬታ 0938883229 |