| ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥቅምቲ 18, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ ሰራሕተኛ ምቁፃር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ,ፋይናንሻል ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ(ኣብ ሒሳብ ሞያ ዝሰረሐ) |
| ተደላይይ ክእለት | ናይ ኮምፒተር ክእለት አካዉንቲነግ ሶፍትዌር(ፒችትሪ) |
| ልምዲ ስራሕ | ኣግባብ ዘለዎ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ብተወሳኪ ኣብ ፋይናንስ ብአመራርሓ ዝሰረሐ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | መሃያ 5775 ተወሳኪ ጥቀማ ጥቅሚ ናይ ገዛ ክራይን ታክስን መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቁፅሪ 6ተ ምዝገባ ካብ ጥቅምቲ 08 -18/ 02/ 2009 8ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ኮፒ ተቅርቡ አድራሻ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት 0914003570 Â |