| ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | Senior environment expert |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም መስከረም 28, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 3, 2009 |
| ቦታ | መቀለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይÂ ኣብ ULDGP-II ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ናይ ዉሽጥን ደገን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር የደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | Environmental science /study/management Environmental planning Environmental engineering Environmental management Urban environmental and climate change Geography and environmental science Environmental economics Natural science and environmental protection |
| ተደላይይ ክእለት | Environmental science /study/management Environmental planning Environmental engineering Environmental management Urban environmental and climate change Geography and environmental science Environmental economics Natural science and environmental protection |
| ልምዲ ስራሕ | 1ይ ዲግሪ 10 ዓመት ን 2ይ ዲግሪ 8 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ አመልከቲ መረዳእታኩም ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ ዕለት 27/01/ 2009 ዓም ክሳብ 3/ 02/ 2009 ዓም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ዉልቀ ትካል ዝቀርብ ናይ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ዝተከፈለለዩ መረዳእታ ካብ ቤት ፅት እቶት ክተቅርበቡ ይግበባእ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 82 Â |