| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክሊኒካል ነርስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳደሪሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ |
| ልምዲ ስራሕ | ብተመሳሳሊ ሞያ 2ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ንዲፕሎማ ተወዳደርቲ ሲኦሲ ደረጃ 4 ዘለዎ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 1 9/1/ 2009 ዓም ክሳብ 23/ 01/ 2009 ዓም ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ተወዳደረቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ናይ ትምህርቲን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም አብ ዙርያ ነርስን ፋርማሲን ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ |