https://milkta.com/ti/jobs/display/1426
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መፀውዒ መደብ ሬጅስትራር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 20, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 25, 2009
ቦታ ኣብ ወረዳታትን ዞባታትን
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 0
መብርሂ

ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፊ ስራሕ መደብ ሬጅስትራር ኣብ ወረዳታትን ዞባታትን አብያተ ፍርዲ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብሹመት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ

ተደላይይ ክእለት

ዲግሪን ልዕሊኡን ብሕጊ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

Â

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle