| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መስከረም 20, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ መስከረም 25, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 5 |
| መብርሂ | ላዕ /ቤት ፍርዲ ንዝተፈጠረ ፃዕቂ ስራሕ ንምምላእ ብደብ ኪኢላ ችሎት ትራንስክራቨር ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| ተደላይይ ክእለት | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: MIS: IT ዝተመረቀ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 year |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 19/ 01/ 2009 ዓም ክሳብ 25/ 01 /2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 7 እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር |