| ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ላቦራቶሪ ዲግሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ መስከረም 12, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መስከረም 23, 2009 |
| ቦታ | ወረዳ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 20 |
| መብርሂ | ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዉ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት አወዳዲሩ ኮቆፀር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 |
| መተሓሳሰቢ | ነቲ ዝትቀመጠ ረቀሒ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብÂ 16 /01/ 2009 ክሳብ 23 /01/ 2009 ክምዝገቡ ነተሓሳስብ 2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ ሲኦስ ዝምልከተኩም መረዳእታ ከተቅርቡ ዝክእል ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/ 01/ 2009 ሰዓት 3:00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ Â |