https://milkta.com/ti/jobs/display/1414
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኢንቫይሮመንታል ዲፕሎማ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 12, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 23, 2009
ቦታ ወረዳ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 10
መብርሂ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዉ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት አወዳዲሩ ኮቆፀር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

ነቲ ዝትቀመጠ ረቀሒ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብÂ 16 /01/ 2009 ክሳብ 23 /01/ 2009 ክምዝገቡ ነተሓሳስብ

2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ

ሲኦስ ዝምልከተኩም መረዳእታ ከተቅርቡ ዝክእል

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/ 01/ 2009 ሰዓት 3:00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

Â

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle